ምንቍልቋል ናይ ስራሕ ደረጃ ዘጋጠሞም ጋዜጠኛታት ቴለቪዥን ትግራይ ጠመተ ይጠልቡ
ኣብ 2013 ዓመተ ምህረት ፌደራል መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ጊዝያዊ ምምሕዳር ኣጣይሱ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ኣብቲ ማዕኸን ዜና ሰሪሕኹም ተባሂሎም ካብ ምድብ ስርሖም ወሪዶም ክሰርሑ ተወሲኑ ነይሩ። እንተኾነ ግና ቤትፍርዲ ናብ ናይ ስራሕ ምድቦም ክመለሱ እንተወሰነ እቲ ውሳነ ኣይተተግብረን ክብሉ እቶም ጋዜጠኛታት የማርሩ። ኣብቲ ጉዳይ ምላሽ ንምርካብ ንኣመራርሓ እቲ ትካል ሓቲትና “እቲ ከይዲ ገና ኣይተዛዘመን” ብምባል ዝርዝር መብርሂ ካብ ምሃብ ተቖጢቦም ኣለው።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025
ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025
ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ