ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

50 ዓመታት ዘቝጸረት ማተሳኣ፣ ፌስቲቫል ኮሚኒቲ ጸንቢላ


ኣብ 1974 ብኣቆጻጽራ ኣውሮጳ ዝተመስረተት ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣመሪካ፣ መበል 50 ዓመት ምስረታኣ ኣብ ኣትላንታ ጂርጅያ ኣኽቢራ ኣላ። ኣብ ዕለት ምስረታኣ፣ ኣብ’ቲ ቅድሚ ሓምሳ ዓመት ዝተኻየደ መስራቲ ኣኼባ መናእሰያት፣ ኣርባዕተ ካብ ዲትሮይትን ሚሽገንን ክልተ ካብ ኒውዮርክ፣ 11 ድማ ካብ ዋሽንግተን ዲሲ ተሳቲፎም ከምዝነበሩ መርበብ ሓበሬታ’ታ ማሕበር ይሕብር።

ብምኽንያት መበል ሓምሳ ዓመት ምስረታ ማተሳኣን ዓመታዊ ፌስቲቫልን ኣትላንታ ጂርጅያን ብዝምልከት ኣባል መሪሕነትን ወደብቲን ዝኾኑ ሄለን ግደይን ኤልያስ ጎደፋይን፣ ከምኡ’ውን ካብ መናእሰይ ሓፍቶም ወልዱን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG