ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓድሽ መምርሒ ሰራሕተኛታት ክልል ትግራይ ማዕርነት ኣይሕሉን ክብል ሳልሳይ ወያነ ገሊጹ


ሓድሽ መምርሒ ሰራሕተኛታት ክልል ትግራይ ማዕርነት ኣይሕሉን ክብል ሳልሳይ ወያነ ገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:58 0:00

ኣብ ቀረባ ግዜ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወጽኡ መምርሒታት ሰራሕተኛታት ንማዕርነትን መሰልን ሰራሕተኛታት ዝጥሕሱ’ዩም ክብል ክፍሊ ሕጊ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ይገልጽ። እቲ ውድብ፡ እቶም ሕግታት ነቲ ክልል ዝጎድኡ’ዮም ዝብል እምነት ኣለዎ። ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ግን፡ ነቶም ኣበርክቶ ዝግበሩ ዓስቢ ሞሳኦም ምኽፋልን ንኣበርክቶኦም ኣፍልጦ ዝህብን’ዩ ይብል።

XS
SM
MD
LG