ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ደሞዝ ምኽፋል ጀሚሮም


ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ደሞዝ ምኽፋል ጀሚሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:51 0:00

ካብ ወርሒ ሰነ 2013 ዓ.ም. ጀሚሩ ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ባጀት ክልል ትግራይ ንፈለማ ግዜ ድሕሪ ምልቃቑ፡ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ ደሞዝ ምኽፋል ከም ዝጀመሩ ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃብቲን እቲ ክልል ገሊጸን። ኣብ ተመሳሳሊ ምዕባለ፡ ብምኽንያት ኲናት ካብ ናይ ስራሕ ቦታኦም ርሒቖም ዝጸንሑ ሰራሕተኛታት ንኽምለሱ ጻውዒት ተገይሩሎም ኣሎ

XS
SM
MD
LG