ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስድራቤታት ደሃይ ደቆም ይሓቱ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ግን ቍሩብ ክዕገሱ ይምሕፀን

ስድራቤታት ደሃይ ደቆም ይሓቱ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ግን ቍሩብ ክዕገሱ ይምሕፀን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:29 0:00

ስድራቤታት ደሃይ ደቆም ይሓቱ፡ ግዜያዊ ምምሕዳር ግን ቍሩብ ክዕገሱ ይምሕፀን

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ምስ ሓይልታት ትግራይ ተሰሊፎም ይዋግኡ ዝነበሩ ህይወቶም ናይ ዝሓለፈ ተዋጋእቲ ነበር ስድራ ብናይ ባዕሎም መንገዲ ዝገበርዎ ምፅራይ ህይወት መቕርቦም ምሕላፉ ዝፈለጡ ኣብ ቀረባ እዋናት ብብዝሒ ሓዘን ይገብሩ ኣለዉ። ጊዚያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ግን ኣብ ቀረባ እዋን ብወግዒ ክንገር ምዃኑ’ዩ ይገልጽ። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ስድራቤታት ግን እቲ ትጽቢት ከም ዝነውሖም ይዛረቡ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG