ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ከተማ መቐለ ቀስ እናበለት ካብ ደበና ኵናት ትገላገል


ከተማ መቐለ ቀስ እናበለት ካብ ደበና ኵናት ትገላገል
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:21 0:00

ከተማ መቐለ ቀስ እናበለት ካብ ደበና ኵናት ትገላገል

ዋና ከተማ ክልል ትግራይ መቐለ ቀስ እናበለት ካብ ደበና ውግእ ትገላገል ኣላ። ካፌታትን ዕዳጋታትን ይዕምሩ፣ ጽርግያታት ይህነጹ ኣለው። ፋብሪካታትን ባንክታትን ተቋሪጹ ዝነበረ ስርሖም ጀሚሮም ይረኣዩ። ክልል ትግራይ ዋላ’ኳ ሰብኣዊ ቅልውላው ይራኣየላ እንተኾነ፣ ከተማ መቐለ ግና ድሕሪ ምኽታም ውዕል ምቁራጽ ተጻብኦ፣ ናብ ንቡር ትምለስ ክብል ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ዘዳለዎ ጸብጻብ ይሕብር።


ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG