ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንፖለቲካዊ ዘተ ይፅውዕ


ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንፖለቲካዊ ዘተ ይፅውዕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:40 0:00

ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንፖለቲካዊ ዘተ ይፅውዕ

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርኣዩ ዘለዉ በበይኖም ፀገማት ዘላቒ ፍታሕ ንምርካብ፡ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ፈደራል መንግስቲ ብህፁፅ ዘተ ክጅምር ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋ ንድምጺ ኣመሪካ ከም ዝገለጹዎ፡ እቲ ሕቶ ፖለቲካዊ ዘተ፣ ንጉጅለ ኣሸማጋሊ ሕብረት ኣፍሪቃ እውን ከምዝቐረበ ሓቢሮም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG