ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብርሃን ዓይኑ ዝሰኣነ ሃብቶም ካሕሳይ፡ ንዝተፋትሑ ወለዱ የተዓርቕ


ትሕዝትኡ ኣብ መደብ መንእሰያት ቐሪቡ`ሎ።

ሃብቶም ወዲ 10 ዓመት ከሎ ብርሃን ዓይኑ ምስ ሰኣነ፡ ወለዱ፡ ብሰንክኻባ ብሰንክኺባ ተበሃሂሎም ናብ ምፍታሕ በጺሖም። ድሕሪ 10 ዓመት ፍትሕ ግን ውላዶም ሃብቶም ባዕሉ ኣተዓሪቕዎም። ግርማይ ገብሩ ምስ ሰለስቲኦም ኣዋጊዑ`ሎ፡

ንምሉእ ትሕዝትኡ፡ነዚ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG