ኣካፍል
መሕተሚ
ናይ ሎሚ መደብ መናእሰይ ብዛዕባ እቶም ዝሓለፈ 15 መስከረም ናብ ሱዳን እናተጛዓዙ ከለው ብጠንቂ ሓደጋ መኪና ዝሞቱ 9 ኪነ-ጥበባዊያን ዝተዳለወ ዝኽሪ ዝምልከት እዩ።ግርማይ ገብሩ ምስ ኣባላት ጮራ ኣቡጊዳ ዝገበሮ ዕላል ተኽታተሉ።