ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ማሕበር ስነ-ጥበባዊያን ትግራይ ዋሽንግተን ዲሲ ተመስሪቱ
ማሕበር ስነ-ጥበባዊያን ክልል ትግራይ ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲስ ተመስሪቱ ኣሎ። ማሕበር ስነ-ጥበባዊያን ትግርይ ምምስራቱ ዕላዊ ኣብ ዝተገበረሉ ስነስርዓት ዕዱማት ኣጋይሽን ብርክት ዝበሉ ስነ ጥበባዊያንን ተረኺቦም ኔሮም።
ቅጥዒ