ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ፤ ካብ ኣባላት ኣተሓባበርቲ ተወጢኑ ዝነበረ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኣሲሮም


ክልል ትግራይ፤ ኣተሓባበርቲ ተወጢኑ ዝነበረ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኣሲሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:44 0:00

ክልል ትግራይ፤ ኣተሓባበርቲ ተወጢኑ ዝነበረ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ተኣሲሮም

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ሰለስተ ውድባት ፖለቲካ ዝፀውዕዎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ምድላዋት የካይዱ ዝነበሩ ሰባትን ሽዱሽተ ኣባላትን ኣመራርሓ እተን ውድባት ከምዝተኣሰሩ ተሓቢሩ።

ሳልሳይ ወያነ ትግራይ፡ ውድብ ናፅነት ትግራይን ባይቶናን ዝተባህሉ ሰለስተ ውድባት ፖለቲካ ን 2 ጳጉሜ 2015 ዝፀውዕዎ ሰልፊ ኣብ ምቅርራብ ከለው ሎሚ ሰሉስ ከምዝተኣሰሩ ካብ ኣተሓባበርቲ እቲ ሰልፊ ሓደ ዝኾኑ ኣይተ ክብሮም በርሀ ንድምፂ ኣመሪካ ሓቢሮም፡፡

ኣብቲ ጉዳይ መብርሂን ምላሽን ንምርካብ ንምምሕዳር ከተማ መቐለን ኣመራርሓ እቲ ክልል ብስልክን ብኣካል ብምቕራብን ዝገበርናዮ ፃዕሪ ንጊዚኡ ኣይሰመረን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG