ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስርዓተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ - “መምሃሪ ክፍልታት ዘይኰነስ ኮንፈረንስ’ዩ”


ስርዓተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ - “መምሃሪ ክፍልታት ዘይኰነስ ኮንፈረንስ’ዩ”
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:53 0:00

ብለበዳ ኮቪድ-19ን ዝሰዓበ ኲናት፡ ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 200-ሽሕ ዕድመ ትምህርቲ ዝበጽሑ ዛጊት ካብ ትምህርቲ ወጻኢ ምህላዎም ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣመልኪቱ። ስእነት መሰረታዊ ቀረባት ትምህርቲ፡ ኣብያተ-ትምህርቲ፡ መንበሪ ተመዛበልቲ ምዃኑ ገለ ካብቲ ዝጥቀስ ምኽንያት’ዩ። እዚ ተርእዮ ግን ኣብ ክልል ትግራይ ጥራይ ዝተሓጽረ ኣይኰነን።

XS
SM
MD
LG