ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደርፊ ትግርኛ ብምልክት ቋንቋ ዘዳለወ መንእሰይ


ኣሸናፊ ግርማይ
ኣሸናፊ ግርማይ

መንእሰይ ድምፃዊ ኣሸናፊ ግርማይ ንምስማዕ ዝተሳኣኖም ዘተባብዕ ብምልክት ቋንቋ ዝድረፍ ሓዱሽ ደርፊ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ኣቕሪቡ’ሎ

መንእሰይ ድምፃዊ ኣሸናፊ ግርማይ ንምስማዕ ዝተሳኣኖም ዘተባብዕ ብምልክት ቋንቋ ዝድረፍ ሓዱሽ ደርፊ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ኣቕሪቡ’ሎ፡፡

መናእሰይ ተጠቀምቲ ምልክት ቋንቋ ኣብታ ደርፊ ክሳተፉ እውን ገይሩ’ሎ፡፡ እዚ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ደርፊ ድማ ፅቡቕ ናእዳ ረኺቡሉ’ሎ፡፡

ምስ ግርማይ ገብሩ ዝገበሮ ቃለ ምልልስ ክንእንግደኩም፡፡
XS
SM
MD
LG