ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ ጽልሚ ኣብ ኣኽሱም ውዒላ፡ ጽላት ሙሴ ኣብኡ`ሎ ይብሃል


Axum
Axum

በኩረ-ትጉሃን ኣምሳሉ ስቡህ፡ ብዛዕባ በዓል ሕዳር ጽዮን ምስጢራውነቱን ይገልጹ

በኩረ ትጉሃን ኣምሳሉ፡ ሎሚ ዘመን ሕዳር ጽዮን ብፍሉይ ተኸቢሩ ይብሉ።

ብዛዕባ`ቲ ገለ ክፋሉ ኣብ ሳክርስቲ ቤተ-ክርስትያን ኣኽሱም ኣሎ ዝብሃል ጽላት ሙሴ`ውን ተሓቲቶም ኣለዉ።
“ ወላ`ውን ጳጳስ ኮነ ምእመን፡ ነቲ ጽላት ክርእየሉ ዝኽእል መንፈሳዊ ብቕዓትን ቅዱስነትን ዘለዎ ዛጊድ የለን”

ንምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ርኸብዎ፡
Listen to the program on Axum
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:19 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG