ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ ጽልሚ ምስ ጉጅለ ባህሊ ሳሊና

Kaleidoscope
Kaleidoscope

ዘይነብ በሽር፡ ዮውሃንስ ቱኳቦ፡ መለኪን ኣቶምበስ፡ ዳዊት ሽላን


እታ ጉጅለ ባህሊ ካብ ወርሒ ሰነ ጀሚራ ኣብ ከተማታት ኣመሪካ ዝተፈላለዩ ምርኢታት ክተቕርብ ድሕሪ ምኽራማ፡ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ናብ ሃገራ ተመሊሳ`ላ፡

ኣብ ናይ ሎሚ ቂሔ ጽልሚ፡ ምስ ሰለስተ ካብ ኣባላታ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕን፡ ካብ`ታ ጉጅለ ዝተረፈ የውሃንስ ቱኳቦ ዝበሎን ቀሪቡ`ሎ።
ቂሔ-ጽልሚ ምስ ኣባላት ባህሊ ሳሊና
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:09 0:00
መራገፊ
This item is part of
XS
SM
MD
LG