ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራሕቲ G8 ብዛዕባ ውሕስነት መግቢ ኣፍሪቃ ንምዝርራብ ድሕሪ ጽባሕ ዓርቢ ኣብ ካምፕ ደቪድ ክራኸቡ`ዮም


እንተኾነ ኣብ ኤውሮጳ ዘሎ ኩነታት ኤኮኖሚ፡ ንብዙሕ ኣቓልቦ`ቲ ኣኼባ ክሰልቦ`ዩ ዝብል ስግኣት ኣሎ

ካብ ኣፍሪቃ መራሕቲ በኒን፡ ኢትዮጵያ፡ ጋና፡ ታንዛንያ ትዓዲሞም ኣለዉ። እቲ ዋዕላ ካብ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ንምህዳም`ዩ ኣብ ርሑቕ ጽው ዝበለ ቦታ ዝካየድ ዘሎ ይብሃል።

ንምሉእ ጸብጻብ፡ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG