ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ፡ ዛጊድ ዘሎ ኹነታት ዝናብ፡ ተስፋ ዝህብ ምዃኑ፡ ክፍሊ ሜትሮሎጂ`ታ ሃገር ኣፍሊጡ


ህዝቢ ፡ ካብ ኣብ ብዝሒ ዝናብ ኣብ ኣጠቓቕምኡ ኸተኩር ድማ ተላብዩ

ኣቶ ኢሳቅ ፍስሃ ፡ ትማሊ ሰኑይን ሎሚን፡ ኣብ ኣስመራን ከባቢኡን ክሳብ 60 ሚሊሜትር ዝተመዝገበ ኣዝዩ ጽቡቕ ማይ ከምዝሃረመ ሓቢሩና`ሎ።

ንምሉእ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ህልው ኩነታት ሰላም ኢትዮጵያ ከመይ ይግምገም

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG