ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝተወከሉ መንእሰያት ኣብ ኣስመራ ዋዕላ የካይዱ`ለዉ


ዕላል ምስ ፕረሲደንት ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያት ኡጋንዳ ሳሙኤል ካቡማ

እቲ ዞባዊ ዋዕላ መንእሰያት ምብራቕ ኣፍሪቃ “ንጡፍ ተሳታፍነት መንእሰያት ንምፍታሕ ግርጭታትን ምርግጋጽ ዞባዊ ውህደትን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ዛዕባ ዝካየድ ኾይኑ ንዕኡ ንምዕዋት ዝሕግዝ ዝተፈላለየ ጉዳያት ኣልዒሉ ከምዝዘተየ እቲ ኡጋንዳዊ መንእሰይ ገሊጹ።

ካብ ሱዳን፡ ደቡብ ሱዳን፡ ሞሪሸስ ሶማሊያ ታንዛንያ ርዋንዳ ኡጋንዳ ግብጽን ኻልኦትን ዝመጹ መንእሰያት ኣብ`ቲ ዋዕላ ይሳተፉ`ለዉ።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG