ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተላዕለ ግጭት ጠንቁ ዓሌታዊ`ዩ ይብሉ ገለ ተመሃሮ


ፖሊስ የጻርዮ`ለኹ ይብል፡ መበገሲ ግን ኣብ መናድቕ ዝተለጠፈ ጽሑፋት ምዃኑ ይሰማማዕ

ንድሕነቱ ብምስጋእ ሽሙ ክጥቀስ ዘይደለየ ተመሃራይ ንቪኦኤ ክገልጽ ኸሎ “ ንብሄረ-ኦሮሞ ዘስተናዕቕ ጽሑፍ” ድሕሪ ምውጽኡ፡ ቀስ ኢሉ ናብ ዳርባ እምኒ ከምዝተኣተወ ይገልጽ።

ወሃቢ-ቓል`ቲ ዩኒቨርሲቲ ብወገኑ፡ እናመርመርናዮ ኸለና፡ ተማሃሮ ትዕግስቲ ስኢኖም ይብሉ።

ኣባል ተቓወምቲ ዶ/ር መራራ ጉዲና፡ ሓደ ካብ ምኽንያት`ቲ ባእሲ “ ገዛኢ ፓርቲ ብናይ ፈላሊኻ ግዛእ ፖሊሲኡ፡ ንተማሃሮ ፈላልዩ ዝውድብ ምዃኑ`ዩ” ይብሉ።
AAU-STUDENT-UNREST
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:25 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG