መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ዝነጥፋ ሰለስተ ፖለቲካውያን ውዱባት፡ ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓትን ፈደራል መንግስቲን ዝርአ ዘሎ ምትፍናን ዘለወን ሻቕሎት ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣካፊለን። እተን ውድባት፡ መሪሕነት ህወሓት ኣብ ክንዲ ኣብ ናይ ስልጣን ቅሩቁስ ንህዝቢ ትግራይ ቀዳምንት ሂቡ ክሰርሕ’ውን ፀዊዐን። ኣብዚ ጉዳይ ካብ ግዜያዊ ምምሕዳር ኰነ መሪሕነት ህወሓት ተወሳኺ መብርሂ ንምርካብ ኣይተኻእለን።
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ