ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰለስተ ወታደራት ፈረንሳይ ኣብ ሊቢያ ከምዝተቐትሉ ናይታ ሃገር ምንስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ።

ምንስቴር ምክልኻል ዢን ዪቨስ ሊ ድሪያን ኣብ ሊቢያ ኣብ ተልእኾ እናሃለው ሰለስተ ወታደራት ፈርንሳይ ምማቶም ምሕዛኖም ብምግላፅ ኣብ ኣዚዩ ሓደገኛ ተልእኾ ፀረ ግብረ-ሽበራ በብማዕልቱ ዝፍፅምዎ ትብዓትን ውፉይነትን ንኢዶም ኣለው።

እቲ ምንስትሪ ከመይ ከምዝተቐትሉ ዝሃቦ መብርሂ እንተዘይሃለወ እውን ፍሉይ ሓይልታት ኣብ ሊቢያ ስርሒት የካይዱ ከምዝለው ኣብ ፈለማ እዚ ዓመት ብወግዒ ካብ ዝግለፅ ዝሞቱ ምዕራባዊን ወታደራት ፈላሞት ኮይኖም ኣለው።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG