ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጁባ ደቡብ ሱዳን ሰለስተ ኤርትራውያን መንእሰያት ብዕጡቓት ሰረቕቲ ተቐቲሎም

ነቲ ቕትለት ዝተቓወሙ ኤርትራውያን ንጽርግያታትን ድኳናትን ከምዝዓጸዉን፡ ከም ሳዕቤኑ ድማ፡ ኣብ ጁባ ሕጽረት ዝስተ ማይ ከምዘጋጠመ ይግለጽ ኣሎ።

ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ጁባ፡ እቲ ገበን ይምርመር ከምዘሎ ብምግላጽ፡ እቶም ኤርትራውያን፡ ክሃድኡን ክዕገሱን ጸዊዑ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG