ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ወከልቲ ገዳማት-ካብ ሸምገልቲ - ኣብ ጉዳይ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ


ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ አቡነ ኣንጦንዮስ

ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ አቡነ ኣንጦንዮስ ካብ ዝጸንሕሉ ናይ “ሱባኤ ቦታ” ዝተባህለ ምውጽኦም ምግላጹ ይዝከር።

ኣብ መንጎ ቤት ጽሕፈት ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራን ሳልሳይ ፓትርያርክን ዝነበረ ዘይምስምማዕ ብመንጎኝነት ስምረት አድባራትን ጉባኤ ሊቃውንቲ ኤርትራን ድሕሪ ናይ ኣስታት ሓደ ዓመት ሽምግልና ብዕርቂ ተዛዚሙ ክብሉ ክልተ ካብ መንቶ’ቶም ሸምገልቲ ምዃኖም ዝሓበሩ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዝርዝር ቃለ መጠይቕ - ኣብ ጉዳይ ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:50 0:00

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG