ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርብዒ ካብ ህጻናት ዓለም ኣብ ድኽነት ከምዝነብሩ ሕ/ሃ ሓቢሩ


ርብዒ ካብ ህጻናት ዓለም ኣብ ድኽነት ከምዝነብሩ ሕ/ሃ ሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:30 0:00

ርብዒ ካብ ህጻናት ዓለም ኣብ ድኽነት ከምዝነብሩ ሕ/ሃ ሓቢሩ

ኣብ ዓለም 181-ሚልዮን ቆልዑ ኣብ ትሕቲ ፅንኩር ድኽነት ከም ዝነብሩን ብሰንኪ'ዚ ድማ ብጉድለት ኣመጋግባን ከም ዝሳቀዩ ሓድሽ ዝወጸ መፅናዕቲ ሓቢሩ።

ትካል ህፃናት ሕቡራት ሃገራት(ዩኒሴፍ) ዘካየዶ መፅናዕቲ ከምዝሕብሮ ብሰንኪ ዅናትን ቅልውላው ክሊማን ብድኽነትን ጉድለት ኣመጋግባን ኣዝዮም ዝተሃስዩ ቆልዑ ኣብ ኣፍሪቃ ከምዝርከቡ ገሊፁ’ሎ።

ብሰንኪ ሃናፂ መግቢ ዘይምርካቦም ዝያዳ ዝተሃስዩ ቆልዑ ከኣ ናይ ምማት ዕድሎም ኣዝዩ ዝለዓለ ምኻኑ’ዉን እቲ መጽናዕቲ ወሲኹ የረድእ።

ኣብ ደቡባዊ ምድረ-በዳ ሰሃራን ዞባ ሳሕል ብሰንኪ ኣዝዩ ብርቱዕ ሃሩርን ድኽነት ኩነታት ህፃናት ኣዝዩ ሕማቅ ምዃኑ ዝጠቐሰ'ቲ መፅናዕቲ መንግስታትን ወለድን ብህፁፅ ስጉምቲ ክወስዱ ፀዊዑ’ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG