ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዘ ሄግ ኔዘርላንድ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ቤት-ፍርዲ ገበነኛታት ኩናት ንመራሒ ቦዝንያውያን ሰርብ ነበር ራዳቫን ካራዲች ን40 ዓመት ክእሰር በይኑ

ኣህጉራዊ ቤት-ፍርዲ ገበን: መራሒ ቦዝንያውያን ሰርብ-ነበር ራዳቫን ካራዲች 8 ሽሕ ደቂ-ተባዕትዮ ኣብ ሰርበኒካ ብምጽናቱ’ዩ ገበነኛ ኮይኑ ረኺብዎ። እቲ ኣብ 1995 ዓ.ም.ፈ ዝተፈጸመን ብጃምላዊ ህልቂት ሰርበኒካ ዝፍለጥን ቅትለት ኣመንቲ ሃይማኖት ምስልምና ዝኾኑ ቦዝንያውያን’ዩ ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝተዋደደ ሓያሎ ገበናዊ ክስታት ክምስረት ቀሲብዎ።

ራዳቫን ካራዲች ኣብ 2014 ዓ.ም.ፈ ነቲ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘቕረቦ ናይ መዕጸዊ ቃል ተግባራቱ ሞራላዊ ሓላፍነት ዝተሰከመን ንቦዝንያዊያን ንሰርብ ንምክልኻል ኢሉ ኣብ ግዜ ኲናት ዝወሰድ ስጉምቲ ምውሳዱ’ዩ ገሊጹ።

ራዳቫን ካራዲች ኣብ ኲናት ድሕረ-ምፍራስ ዩጎዝላቭያ ይህደን ምንባሩ ይዝከር።

ኣብቲ ካብ 1992-1995 ዓ.ም.ፈ ዝጸንሐ ኩናት ቦዝንያ 100,000 ሰባት ምሟቶም ይግመት።

ተወሳኺ ምርኣይ

ኣብ ዘ ሄግ ኔዘርላንድ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ቤት-ፍርዲ ገበነኛታት ኩናት ንመራሒ ቦዝንያውያን ሰርብ ነበር ራዳቫን ካራዲች ን40 ዓመት ክእሰር በይኑ
1

2

3

4

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG