ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብቶም ዝሓለፉ 16 ዓመታት በዝሒ ኣብ ትሕቲ ፀፍሒ ድኽነት ዝነበሩ ዜጋታት ዝነከየ እንተኾነ እውን ኣብ መንጎ ድኻን ሃፍታምን ዝነበረ ኣፈላላይ ምስፍሑ ናይ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት /UNDP/ ፀብፃብ ሰብኣዊ ልምዓት ኢትዮጵያ 2018 ሎሚ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ መፅናዕቲ ኣፍሊጡ።
እቲ መፅናዕቲ ፅፈት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ትሑት ምዃኑ እውን ሓቢሩ’ሎ።