ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

3ተ ተጋሩ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኣይ ዘሎ ጎንጽን ምላሽ መንግስትን ርእይትኦም ይህቡ (ካልኣይ ክፋል)


ፋይል
ፋይል

እቲ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ኣምሓራን ዝጸንሐ ኣብ ገለ ከባቢ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ዝተራእየ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ጎንጽን፡ ከም ተወላዶ ትግራይ ኣብ ዝበሉ`ውን ጉድኣት ኣውሪዱ`ዩ።

ሕወሓት ዝጀመረሉ ክልል ትግራይ፡ ምስ`ቲ ውድብን መንግስትን ዘለዎ ዝምድና ከመይ ይመስል? ህዝቢ ትግራይ ዝያዳ ተረባሒ`ዩ ዝብል ብገለ ወገናት ዝቐርብ ሞጎተ ማዕረ ክንደይ ሓቅነት ኣለዎ? መንግስቲ ኾነ ሕወሓት`ከ ከምኡ ዓይነት ስምዒት ንኸይፍጠር ዝሰርሖ ስራሕ ኣሎ`ዶ?

ብዛዕባ`ዚ ክካትዑ ዝተዓደሙ፡ ገብረስላሰ ኣርኣያ ካብ ሽወደን፡ ቅድስት ተስፋይ ካብ ቨርጂንያ፡ ጎዲፍ ተፈሪ ካብ ኦሃዮ እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

XS
SM
MD
LG