ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ግጭት ሱዳን ናብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ የስፋሕፍሕ፡ ኤርትራ ሰራዊት ሱዳን ተሰልጥን፡” ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ

“ግጭት ሱዳን ናብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ የስፋሕፍሕ፡ ኤርትራ ሰራዊት ሱዳን ተሰልጥን፡” ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:29 0:00

ትሽዓተ ኣዋርሕ ዘሕለፈ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን፡ ንነዊሕ እዋን ንምብራቓዊ ወገን እታ ሃገር ንሒፉዋ ድሕሪ ምጽናሑ፡ ሕጂ ግን ናብኡ ይግስግስ ኣሎ። ዛጊት እቲ ቀንዲ ዕንወቱን ቅትለትን ኣብ ከባቢ ዳርፎር’ዩ ጸኒሑ። ካብ መንጎኡ ከም ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ሓደ ከተማ ምዕራብ ዳርፎር ጥራይ ካብ 10 ክሳብ 15-ሽሕ ዝበጽሑ ዜጋታት ቀቲሉ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG