ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጠንቂ ግብረ-ሸበራን ፅንፈኛነትን ኣብ ኣፍሪቃ መን’ዩ?


ኣብ ኣፍሪቃ ንዝኽሰት ዘሎ ግብረ-ሸበራን ፅንፈኛታትን ዝተፈላለዩ ሓየልቲ መንቀሊታት ኣለዎ እንተኾነ ቀንዲ ምንጪ ዓለም-ለኸ ግብረ-ሸበራ ኣሜሪካ’ያ ይብል ሓደ ተንታኒ።

‘ብፍላጥ ድዩ ብዘይፍላጥ እንድዒ፣ ቀንዲ ምንጪ ዓለም-ለኻዊ ግብረ-ሸበራ፣ፖሊሲታት ኣሜሪካን ምዕራባዊያን መሻርኽታን’ዩ። ምንጪ ስደተኛታት ኮይነን ዘለዋ ሶማልያ፣ ሶርያ፣ ሊብያ፣ ዒራቅን ኣፍጋኒስታንን ግዳያት ጣልቃ ምእታው ኣሜሪካ’የን። ከም ሳዕቤኑ ድማ ብርሰት፣ ዕግርግር፣ ምንቁልቋል ፀጥታን ሰፊሕ ምፍንቃልን ኮይኑ’ሎ’ ይብል ንሱ።

መንግስታት ኣፍሪቃ’ውን ካብ ተሓታትነት ኣየምልጡን ይብል ሚስተር ሲስልየር።

ቀንዲ ፍታሕ’ዚ ፀገም ይብል ሚስተር ሲልየር፣ ንክትዛረቦ ቀሊል ንምትግባሩ ግና ኣዝዩ ከቢድ’ዩ ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ጠንቂ ግብረ-ሸበራን ፅንፈኛነትን ኣብ ኣፍሪቃ መን’ዩ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:02 0:00

XS
SM
MD
LG