ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰራሕተኛታት ከተማ ባንኮክ ብሰንኪ ብክለት ኣየር ካብ ገዝኦም ክሰርሑ ተወሲኑ


ብከላ ኣየር ታይላንድ
ብከላ ኣየር ታይላንድ

ሰራሕተኛታት ርእሰ ከተማ ታይላንድ ባንኮክ ብሰንኪ ነታ ከተማ ዝኸወላ ትኪ፣ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ንክሰርሑ ተወሲኑ።

ሰብ-መዚ'ታ ሃገር እቲ ኩነታት ክሳብ ጽባሕ ዓርቢ ክጸንሕ ከምዝኽእል ብምግላጽ ነበርቲ ምስቶም ካብ ገዝኦም ክሰርሑ ዝተወሰነ ኣስታት 11 ሚልዮን ሰራሕተኛታት'ታ ሃገር ክተሓባበሩ ጸዊዑ።

ኣይ.ኪው ኤየር ዝተባህለ ትካል ምቁጽጻር ኣየር ባንኮክ ካብ ዝተበከለ ኣየር ብብዝሒ ዝረኣየለን ሃገራት ኣብ መበል 11 ደረጃ ከምትርከብ ሓቢሩ'ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG