ናይ ቴክሳስ ጥንሲ ናይ ምንፃል ሕጊ ደቂ ንስትዮ ጥንሲ ክሰዳ ሕጋዊ ምዃኑ ንምውሳን ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዋና ከተማ ናብ ዝርከብ ጠቕላሊ ቤት ፍርዲ ዩናይትድ ስቴትስ ቀሪቡ ኣሎ።ሓገግቲ እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ነቲ ሕጊ ክነፅጎ ትማሊ ሓሙስ ካብ ክኢላታት ሙግት ሰሚዖም ኣለው።
ንዝሓለፉ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ስራሕ ዝወዓለ ሕጊ ኣብ ጠቓላሊ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ኣሎ።
ብመሰረት መዐቀኒ ሪኢቶ ህዝቢ መብዛሒቲኦም ኣሜሪካዊያን ንመሰል ምንፃል ይድግፍ።