ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህቡብ ኣርቲስት ተስፋይ መሓሪ(ፊሒራ) ፡ናይ 2010 ተሸላሚ ራይሞክ ኾይኑ


“ባሕሪ” ዘርእስታ ኣብ`ዚ ዓመተ-2010 ዘውጸኣ ኣልቡም፡ ብደረጃ ኣልቡም ጥራይ ክቑጸር ኸሎ እዚኣ 7ይቱ`ያ። ፊሒራ ፡`ባሕሪ` ትብል ዜምኡ ዝያዳ ዝፈትዋ`ኳ እንተኾነ፡ ራይሞክ ዝተሸለመት ግን እታ “ሕጂ ግርም” ትብል ዜማ`ያ።

“ኪነ-ጥበብ ዛራ`ዩ፡እንተ ኣቋሪጽካዮ ይድስክል፡ እንተቐጺልካዮ ይንህር፡ እንተ ኣበርቲዕካዮ ድማ መሊሱ ባልባል ይብል” ኢሉ።

ኣርቲስት ተስፋይ መሓሪ፡ ኣብ`ዚ ሎሚ እዋን፡ ካብ ዝሓለፈ እዋን ብዝለዓለ፡ ምስ መንእሰያት ይተሓባበር ኸምዘሎ ወሲኹ ኣረጋጊጹ`ሎ።

ምስ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ።

XS
SM
MD
LG