ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ክልተ ዝፋተው ስነ-ጥበባዊያን ተስፋዓለምን ውቅያኖስን (2ይ ክፋል)


P2P Betre
P2P Betre

ኣብ ሞንጎ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ትግራይን ኤርትራን ብሰንኪ ኣብ መንግስታት ክልቲኤን ሃገራት ዝፈጠርዎ ጸገም ተኸሲቱ ዝነበረ ምርሕሓቕ ኣይዓገተናን' ይብሉ ክልቲኦም ስነ ጥበባዊያን።

'ርሑቕ'ኮ ኣይኮናን። ሓደ ኢና። ተራሓሕቐና ኣለኻ' ይብል ተስፋዓለም ኣረፋይነ 'እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ተጻባኢ ሃዋሁ ብኣሉታዊ'ዶ ኣይጸለወኩምን'ዩ?' ንዝብል ዝቐረበሉ ሕቶ ኣብ ዝመለሰሉ እዋን።

ውቅያኖስ ብወገኑ 'ብሕልፊ ተጠቀምቲ ፌስቡክ ተወዲቦም ኣብ ልዕሊ ክልቲኡ ህዝቢ ጽልኢ ካብ ምዝራእ ንክቑጠቡ፣ ጽልኢ ይኣኽለና፣ ይትረፈና' ኢልዎም።

ንጥዑም ደርፊ ተስፋዓለምን ኣገራሚ ግጥምታት ውቅያኖስን ዝሓዘ ካልኣይ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተጋቢዝኩም ኣለኹም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:16 0:00


XS
SM
MD
LG