ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቴሌኮም ኢትዮጵያ ናይ ቴሌፎንን ንጽሑፍ መልእኽቲ መሳለጥያታት ዝምልከት ቴክኖሎጂ ምእታው ገሊጹ


ኣቶ ኣንዱኣለም ኣባተ
ኣቶ ኣንዱኣለም ኣባተ

ናይ ኢትዮጵያ ቴሌኮም ንነጻ ናይ ቴሌፎንን ናይ ጽሑፍ መልእኽቲ ዘገልግሉ መሳለጥያታት ከም ቫይቨርን ዋትስ ኣፕን ዝአመሰሉን ኣገልግሎታት ገንዘብ ዘኽፍል ኣድላይ እንተኾይኑ ኸአ ነቶም ኣገልግሎታት ዝዓጽው ሓድሽ ቴክኖሎጂ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝእተወ ገሊጹ። ነዚ ተግባራዊ ንምግባር ውሳኔ መንግስቲ ይጽበ ከምዘሎ’ውን እቲ ትካል ኣፍሊጡ።

ብኻልእ ዜና ኣገልግሎት ዋትስ አፕ ንምስጥራዊነት መልእኽቲ ዝሕሉ ሓድሽ ቴክኖሎጂ ከምዘውጽአ ገሊጹ። እዞም ዝተጠቅሱ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ነጻ ኣገልግሎታት’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG