ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል - “ሞሳና እንኸፍለሉ እዋን”


ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል - “ሞሳና እንኸፍለሉ እዋን”
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:20 0:00

ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል - “ሞሳና እንኸፍለሉ እዋን”

ብጉጅለ ሓማስ ኣብ እስራኤል ድሕሪ ዝተፈጸመ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ፡ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ነቲ ዘዕቆቦም ሕብረተሰብ እስራኤል ኣብ ምሕጋዝ ይጓየዩ ከም ዘለዉ ይገልጹ። በቲ ዝነበረ መጥቃዕቲ ገዛውቶም ዝፈረሶም ኤርትራውያን ምንባሮም ዝገለጸ ኣቦ-መንበር ሓድሽ ተስፋ፡ ዛጊት ግን ብዛዕባ ሞት ዝሰዕምዑዎ ከም ዘየለዉ ይሕብር። ንነባሪ የሩሳሌም ዝኾነ ኣቦ-መንበር ሓድሽ ተስፋ ብርሃነ ነጋሲ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG