ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተጋሩ ነበርቲ ክፍላተ ግዝኣታት ዩናይትድ ስቴትስ ሎሚ ዘካየድዎ ናይ ተቃውሞ ሰልፊ


tigray community demo in DC
tigray community demo in DC

ካብ ዝተፈላለያ ክፍላተ ግዝኣታት ዩናይትድ ስቴትስ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝዋሓዙ ተጋሩን ደገፍቶም ኤርትራዊያንን ሱዳናዊያንን ሎሚ ሓሙስ ኣብ በሪ ሚኒስትር ወጻኢ ኣሜሪካ መቀጸልታ ክገብርዎ ዝቀነዩ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ተጋሩ ሎሚ ዝነበሮም ሰልፊ ብመንጽር ድጋፍ ካብ’ቶም ዝሓለፉ ሰልፊታት ብበዝሒ ህዝቢ ዘሳተፈ ነይሩ። ካብ ኮሚቴ ምውህሃድ ናይ ተቃውሞ ሰልፊታት ተጋሩ ሓደ ዝኾነ ኣቶ የማነ ሓለፎም ‘መንግስቲ ኣሜሪካ ዛጊድ መልሲ ክህበና ጀሚሩ ኣሎ፣ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት’ውን ተረዲእዎ፣ ንመፍትሒኡ’ውን ምስ መሻርኽቱ ወገናት ኮይኑ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡና እዩ፣ ስለዚ ጻዕሪና ውጽኢታዊ ይኾን ኣሎ’ ክብል ገሊጽዎ።

እቶም ተሰለልፍቲ ‘ስራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ይውጻእ፣ ዕጡቃት ክልል ኣምሓራ ካብ ትግራይ ይውጽኡ’ ዝብሉን ካልኦት ጭርሖታትን የቃልሑ ነይሮም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:18 0:00



XS
SM
MD
LG