ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘ኣብ ትግራይ ጅምላዊ ህልቂት ደው ይበል!’ ዝብል ሰልፊ ተጋሩ ሎሚ ተካይዱ


TEGARU IN DC

ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዩናይትድ ስቴትስ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝዋሓዙ ተጋሩን ደገፍቶምን ሎሚ ሓሙስ ኣብ ፊት ንፊት ሚኒስትር ወጻኢ ኣሜሪካ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ብመሰረት ነቲ መደብ ዘዋደዱ ዕላማ’ቲ ናይ ሎሚ ሰላማዊ ሰልፊ ‘ጅምላዊ ህልቂት ኣብ ትግራይ የብቅዕ፣ ማሕበረ ሰብ ዓለም ስጉምቲ ዝወስደሉ ጊዜ ሎሚ ምኳኑ ንምዝኽካር ከምዝኾነ’ ፈሊጥና ኣለና።

‘ሕጋዊ መንግስቲ ትግራይ ናብ ቦትኡ ይመለስ!’ እውን ይብሉ ነይሮም እቶም ናይ ሎሚ ሓሙስ ተሰለፍቲ። እቲ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ንትግራይ ኣብ ኒውዮርክን ካልኦት ከተማታት ዩናይትድ ስቴትስን ካልኦት ሃገራትን ከምዝቅጽል ኣዋሃሃድቲ እቲ ሰልፊ ገሊጾምልና ኣለው።

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:56 0:00


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG