ኣስመራ —
ኣብ ኤርትራ መጠን ሕውየት ሕማም ቲቢ፡ ነቲ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተደልየ ደረጃ ምብጻሑ ሰብ-መዚ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ገሊጾም። እንተዀነ እቲ ሚኒስትሪ፡ ንዓመታት ጠፊኦም ዝጸንሑ ሕማማት ምቕልቃሎምን ሓደስቲ መልከፍታት’ውን ይርኣዩ ኣለዉ ክብል ሓቢሩ።