ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ታደሰ ፊስቶ


ታደሰ ፊስቶ
ታደሰ ፊስቶ

ሓዳስ ሲዲ ንምውፃእ ደፋእፋእ ይብል'ሎ

82 ዓመት ዝዕድሚኡ ታደሰ ፊስቶ ኣብ ባህሊ ትግራይ እጃም ከምዘለዎ ይዛረብ።ኣብ'ዚ እዋን ድማ ሓንቲ ሲዲ ንምውፃእ ይሰርሕ'የ ዘለኹ ይብል።

ታደሰ ፊስቶ ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየዶ ዕላል ንመደብ ቂሔ-ፅልሚ፡መርየት ህዝቢን መንግስትን ይፈትውኒ'ዮም።ሓሪቀ'ውን ኣይፈልጥን ስለዝኾነ'ውን'የ እርጋን ካባይ ርሒቃ ዘላ ይብል።

XS
SM
MD
LG