ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሶሪያ: ናይ 48 ስዓታት ቶኽሲ ጠጠው ክብል ጻውዒት ቀሪቡ


ሓደ ላዕለዋይ ብዓል ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ንሓደ ወርሒ ካብ ረድኤት ወፃኢ ኣብ ዝኾኑ ኤሌፓን ካልኦት ከባቢታትን ሶሪያ ንሚሊዮናት ረድኤ ንምቕራብ ን48 ስዓታት ቶኽሲ ጠጠው ክብል ፀዊዖም።

ኣብ ሶሪያ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ ገለ ስጉምቲ እንተድኣ ዘይወሲድና ብዛዕባ ሰብኣዊነት ንምዝርራብ ንኣኼባ ኮፍ ምባል ትርጉም ኣልቦ እዩ ኢሎም ኣለው።

XS
SM
MD
LG