ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣዳለውቲ ሲምፖዝዮም ዝኽሪ ንኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታት


ሲምፖዝዮም ዝኽሪ ንኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታት
ሲምፖዝዮም ዝኽሪ ንኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታት

ኣብዚ ዝሓለፈ መወዳእታ ሰሙን ኣብ ኤርትራ ንዓመታት ተኣሲሮም ንዘለው ጋዜጠኛታት ንምዝካር ሓደ ሲምፖዝየም ተኻየዱ ነይሩ።

ድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ትግርኛ ነዚ ሲምፖስየም ካብ ዘዳለው ክልተ ኣብርሃም ተስፋልዑል ጋዜጠኛን ጸሓፊን ካብ ክፍለ-ግዝኣት ኦሃዮን ሮቤል ተስፋይን ተመራማራይ ኣብ ጆርጅ ዋሽንግተን ዩኒቨርሲቲ ካብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣዘራሪቡ’ሎ።

ሲምፖዝዮም ዝኽሪ ንኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታት
ሲምፖዝዮም ዝኽሪ ንኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታት

​ዕላማ’ቲ መደብ ንዝሓለፉ 15 ዓመታት ብዘይ ፍርዲ ኣብ ኤርትራ ተአሲሮም ዘለው ጋዜጠኛታት ንምዝኻርን ብዛዕብኦም ንምስዳድን ንዝተጸገሙ ስድራ እዞም ኣብ ማእሰርቲ ዘለዉ ጋዜጠኛታት ንምሕጋዝን ዝዓለመ ከምዝነበረ ኣቶ ኣብርሃም ተስፋልዑል ይገልጽ።

ኣብቲ መደብ 18 ተኣሲሮም ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ኣበርክቶኦም ምግላጹ ተሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ’ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣዳለውቲ ሲምፖዝዮም ኣብ ማእሰርቲ ዝርኸቡ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:20 0:00


XS
SM
MD
LG