ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉጅለ ሓካይም ስዊዘርላንድ ኣብ ኣስመራ ልዕሊ 20 ፍሉይ መጥባሕቲ ልቢ ኣካይዶም


እቲ 24 አባላት ዘለውዎ ስዊዘርላንዳዊ ጉጅለ ሓካይን ን20 ትሕቲ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ካብ ጥሪ 20-29, 2017 ዓ.ም ፍሉይ መጥባሕቲ ልቢ ምኽያዱ ተፈሊጡ።

ዳይሬክተር ጀነራል መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ዶ/ር ሃብትኣብ መሓሪ ብዛዕባ እቲ ጉጅለ ሓካይምን ኣብ ኤርትራ ዘካየድዎ መጥባሕቲ ልብን ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጉጅለ ሓካይም ስዊዘርላንድ ኣብ ኣስመራ ልዕሊ 20 ፍሉይ መጥባሕቲ ልቢ ኣካይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:19 0:00

XS
SM
MD
LG