ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢሚግሬሽን ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዩናይትድ ስቴትስን ምላሽ ጠበቓታት ሕግን

  • ገብረ ገብረመድህን

ምምሕዳር ኦባማ ዘሕለፎ ውሳነ ግዚያዊ ፍታሕ እዩ ይብሉ እቶም ሰብ ሙያ ሕጊ

ናይ ሎሚ ህዝቢ ምስ ህዝቢ መደብና ኣብ ጉዳይ ኢሚግሬሽን ዝጠመተ እዩ።ኣብዚ ቐረባ ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክፍለ ግዝኣት ኣሪዞና ኣውፅኢዎ ንዝነበረ ኣሰሓሓቢ ሕጊ ኢሚግሬሽን ከምዝስዓሮ ዝዝከር እዩ።ቅድም ክብል’ውን ምምሕዳር ኦባማ ኣብዚ ጉዳይ ስደተኛታት ናይ ምፍፃም ስልጣኑ ተጠቒሙ ሓደ ሓዱሽ ፖሊስ ኣውፅኡ ነይሩ።

ብዛዕባ እዚ ጉዳይ መብርሂ ዝህቡና ኣቶ ክፍሎም መለስን ኣቶ ተመስገን ተካን ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን ዝሰርሑ ጠባቓታት ሕጊ ኢሚግሬሽን እዮም።ምምሕዳር ኦባማ ዘሕለፎ ውሳነ ግዚያዊ ፍታሕ እዩ ይብሉ እቶም ሰብ ሙያ ሕጊ።

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG