ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብ "ሱፐር ቦል" ዝፍለጥ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ኣሜሪካ ትማሊ ኣብ ሚናፖሊስ ተኻይዱ

ብሱፐር ቦል ዝፍለጥ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ኣሜሪካ ትማሊ ኣብ ሚናፖሊስ ተኻይዱ

ብ "ኢግልስ" ትፍለጥ ጋንታ ፐንሲልቫን ያ ተዓዋቲት ሱፐር ቦል ኮይና። "ኢግልስ" ን "ፓትርዮትስ" ዝተባህለት ጋንታ ኒው ኢንግላድ ብምስዓር'ያ ኣብ ታሪኻ ተዓዋቲት ሱፐር ቦል ክትከውን በቒዓ።

እዚ ጸወታ ኣብ መንጎ ኣሜሪካዊያን ፍትውን ህቡብ ዓይነት ጸወታ እዩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG