ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተጻረርቲ ወገናት ደቡብ ሱዳን አብታ ሃገር አብ ልዕሊ ዝዋፈር ቁጽሪ ወታደራዊ ሓይሊ ተሰማሚዖም


የደቡብ ሱዳን ተቀናቃኝ ወገኖች ከሁለት ዓመታት በኃላ ለመጀመሪያ ጊዜ ተስማሙ
የደቡብ ሱዳን ተቀናቃኝ ወገኖች ከሁለት ዓመታት በኃላ ለመጀመሪያ ጊዜ ተስማሙ

ተጻረርቲ ወገናት ደቡብ ሱዳን አብ ከተማ ጁባን ካልኦት ዓበይቲ ከተማታት'ታ ሃገር አብ ልዕሊ ዝዋፈር ቁጽሪ ወታደራዊ ሓይሊ ተሰማሚዖም።

ነቲ ሓፈሻዊ ውዕል ንምትግባር ምቹእ ኩነታት ተፈጢሩ'ሎ ኢሎም መራሒ ተቃወምቲ እቲ ጎንጺ ካብ ዝለዓል ድሕሪ ክልተ ዓመታት ንመጀመርያ ጊዜ ናብ ጁባ ንምኻድ'ውን ተሰማሚዖም'ለው።

አብ አዲስ አበባ ሸራተን ሆቴል አብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ፊርማ ዝተረኽቡ ቀንዲ ተደራዳሪ ተቃወምቲ ታባይ ዲንጋይ ነቲ ስምምዕ ንምትግባሩን ንቅድሚት ንምስጓም ድልዋት ኢና ኢሎም።

ሚኒስትር ሓበሬታን ተተካኢ ቀንዲ ተደራዳሪ መንግስትን ደቡብ ሱዳን ማይክል ማኩልያስ ብወገኖም'ቲ መስርሕ ስምምዕ ሰላም አብ ጁባ ከምዝቅጽል ተስፋኦም ገሊጾም'ለው።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

XS
SM
MD
LG