ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወታደራት ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ኣሰሓሓቢ ናይ ሕርሻ ቦታ ምእታዎም ተገሊፆም


ሰራዊት ሱዳን ናብ ኣሰሓሓቢር ናይ ሕርሻ ቦታ ናብ ኢትዮጵያ ወታደራት ምእታው ተፈሊጡ።መንግስቲ ሱዳን ብዛዕባ እቲ ወታደራዊ ምንቅስቓስ ሪኢቶ ኣይሃበሉን።

ሓይልታት ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ናብ ዘዋስን ናይ ሕርሻ ከባቢ ብምእታው ንዝሓለፉ 25 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሚሊሺያታት ኢትዮጵያ ንዝነብሩ ቦታታት ተቖፃፂሮም ኣለው።እዚ ኣብ መንጎ ካርቱምን ኣዲስ ኣበባን ነዊሕ ዝፀንሐ ናይ ግጭት ምንጪ እዩ።

ሽፍታ ተባሂሎም ዝፅውዑ ናይ ኢትዮጵያ ዕጡቓት ጉጅለታት ኣብ እዋን ምሕፋስ ምህርቲ ብዕቱብ ብምንቅስቓስ በብዓመቱ ሱዳን ይግብኣኑ ኣብትብሎም ፋሻቃን ካሎት ከባቢታትን ዘራእቲ ኣብ ምስራቕ ዝለዓለ ምንቅስቓስ የካይዱ ነይሮም ይብል እቲ ዜና።

XS
SM
MD
LG