ዋሽንግተን —
ካብ ዝተፈላለየ ድሕሪ ባይታ ዝመጻ ሱዳናውያን ደቀንስትዮ ብዛዕባቲ ንሃገረን ንዝሓለፈ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝሕምሳ ዘሎ ጨካን ዅናት ንምዝርራብ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ተኣኪበን ኔረን።
እተን ደቀንስትዮ ኣብ ምፍታሕ`ቲ ግጭት ከበርክትኦ ዝኽእላ ተራ ዝተዘንግዐ ኮይኑ ይስምዐን።
ቅጥዒ