ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካርቱምን ጁባን ኣብ ምምርቓሕ ኣታዊ ነዳዲ ከይተሰማምዓ ተፈላልየን


መንግስቲ ካርቱም ነዳዲ ይሰርቕ ኣሎ ይብል መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፡ መንግስቲ ሱዳን ብወገኑ፡ ደቡብ ሱዳን ንሻምብቆ ነዳዲ ብምዕጻዋ ስትራተጂያዊ ጌጋ ፈጺማ ይብል

ዝቕጽል ዙርያ ዝርርብ ዝመጽእ ለካቲት 22, 2012 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ መደብ ተታሒዙ`ሎ

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG