ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሱዳን፤ ብዙሓት ኣብ ዝሃደሙሉ ውሑዳት ግን ሰብኣዊ ሓገዝ ይህቡ


ሱዳን፤ ብዙሓት ኣብ ዝሃደሙሉ ውሑዳት ግን ሰብኣዊ ሓገዝ ይህቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:27 0:00

ኲናት ሱዳን ድሕሪ ምጅማሩ፡ ኣብታ ሃገር ዝነጥፋ ዝነበራ መብዛሕትአን ዓለምለኸን ዘቤታውያን ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ካብታ ሃገር ወጺአን’የን። እዚ ተርእዮ’ዚ ንዜጋታት እታ ሃገርን ኣብኣ ተዓቚቦም ዝጸንሑ ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ድርብ ወጽዓ’ዩ። እንተዀነ፡ ነቶም ብሰንኪ ኲናት ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ሱዳን ዝተዓቝቡ ዜጋታት ዝሕግዛ ትካላት ግብረ-ሰናይ ኣለዋ።

XS
SM
MD
LG