ሱዳን፤ ብዙሓት ኣብ ዝሃደሙሉ ውሑዳት ግን ሰብኣዊ ሓገዝ ይህቡ

ሱዳን፤ ብዙሓት ኣብ ዝሃደሙሉ ውሑዳት ግን ሰብኣዊ ሓገዝ ይህቡ

No media source currently available

ሱዳን፤ ብዙሓት ኣብ ዝሃደሙሉ ውሑዳት ግን ሰብኣዊ ሓገዝ ይህቡ

ኲናት ሱዳን ድሕሪ ምጅማሩ፡ ኣብታ ሃገር ዝነጥፋ ዝነበራ መብዛሕትአን ዓለምለኸን ዘቤታውያን ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ካብታ ሃገር ወጺአን’የን። እዚ ተርእዮ’ዚ ንዜጋታት እታ ሃገርን ኣብኣ ተዓቚቦም ዝጸንሑ ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ድርብ ወጽዓ’ዩ።

እንተዀነ፡ ነቶም ብሰንኪ ኲናት ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ሱዳን ዝተዓቝቡ ዜጋታት ዝሕግዛ ትካላት ግብረ-ሰናይ ኣለዋ።

​
XS
SM
MD
LG